መስከረ
Appearance
Tigrinya
[edit]Verb
[edit]መስከረ • (mäskärä)
- to testify
Conjugation
[edit]Conjugation of መስከረ
infinitive | ምምስካር | |||||||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|
perfect | gerundive | |||||||
singular | plural | singular | plural | |||||
1st | መስከርኩ | መስከርና | 1st | መስኪረ | መስኪርና | |||
2nd | m | መስከርካ | መስከርኩም | 2nd | m | መስኪርካ | መስኪርኩም | |
f | መስከርኪ | መስከርክን | f | መስኪርኪ | መስኪርክን | |||
3rd | m | መስከረ | መስከሩ | 3rd | m | መስኪሩ | መስኪሮም | |
f | መስከረት | መስከራ | f | መስኪራ | መስኪርን | |||
imperfect | jussive | |||||||
singular | plural | singular | plural | |||||
1st | እመስክር | ንመስክር | 1st | እምስክር | ንምስክር | |||
2nd | m | ትመስክር | ትመስክሩ | 2nd | m | ትምስክር | ትምስክሩ | |
f | ትመስክሪ | ትመስክራ | f | ትምስክሪ | ትምስክራ | |||
3rd | m | ይመስክር | ይመስክሩ | 3rd | m | ይምስክር | ይምስክሩ | |
f | ትመስክር | ትመስክራ | f | ትምስክር | ይምስክራ | |||
affirmative commands | negative commands | |||||||
singular | plural | singular | plural | |||||
2nd | m | ምስክር | ምስክሩ | 2nd | m | ኣይትምስክር | ኣይትምስክሩ | |
f | ምስክሪ | ምስክራ | f | ኣይትምስክሪ | ኣይትምስክራ |